ነዛ ሓንቲ ዓለም
ሓንሳእ መፈጸምታ
መንጎ ክልተ ልቢ
ዝበርህ ሃልሃልታ
ፍቕሪ እንጉሃሮ፣ ዓመት መመላእታ
ጥንቕቕ እናበለኩ፣
ጸይረ ክኢለያ
ክንደይ ሓቢለያ
መወዳእታ ምንባር፣
ካልእ ህይወት'ዩ እንድየ ኢለያ!
ስዒድ ሳልሕ
11-06-2011
This poem has not been translated into any other language yet.
I would like to translate this poem