ነገር ፍጥረት!
ድሌት ዘቃጸሎ
ሃፋ ጠሊ ባህጊ
መን ከም ዝደስክሎ… እንድዒ!
በቲ ዝደስከለ
ሙቆት ምስ ተፈጥረ
ዛራ ነትጒ እናተሰራሰረ
ደጊም ፍጥረት ኮነ!
ኣኸለ።
ኣየ! ነገር ፍጥረት
ካብ ረመጽ'ሲ ሰብ ይውለድ
እሞ ከኣ ካብ ቍልዒ
ታሪኽ ይምሰረት።
ሜድስፒያቸ!
ስዒድ ሳልሕ
12-03-2011
This poem has not been translated into any other language yet.
I would like to translate this poem