‘ትማሊ ለይቲ! '
ኣነ'ን ዕድለይን፣
በይንና ኣብ ብሕቲ፣
መቖምያና ሒዝና፣ ኣውጊሕናያ ለይቲ።
ፈሊጥኪዮ'ዶ ትኾኒ?
እንሆ ሎሚ እውን
ኣብ ትጽቢት ንዝምቢ
ነገር ፍቕሪ
እናሞትካ…ትደሊ!
ስዒድ ሳልሕ
30-03-2011
This poem has not been translated into any other language yet.
I would like to translate this poem