እዛ ሓንቲ ዓለም Poem by Seid S.Yosuf

እዛ ሓንቲ ዓለም

ንነብሰይ!

እዛ ሓንቲ ዓለም
ሓንሳእ መፈጸምታ
መንጎ ክልተ ልቢ
ዝበርህ ሃልሃልታ
ፍቕሪ እንጉሃሮ፣ ዓመት መመላእታ
ጥንቕቕ እናበለኩ፣
ጸይረ ክኢለያ
ክንደይ ሓቢለያ
ትርጉም ምንባር፣
ምፍቃር'ንድዩ ኢለያ፡
ኣብኡ ንኸብልያ
እንሀለኹ፡
ንፍቕሪ እደልያ - እንተልያ።


ስዒድ ሳልሕ

11-06-2011

Saturday, July 4, 2020
Topic(s) of this poem: love and life
COMMENTS OF THE POEM
READ THIS POEM IN OTHER LANGUAGES
Seid S.Yosuf

Seid S.Yosuf

Asmara
Close
Error Success