ይዝራእ'ዩ - ብርሃን!
ከም ተኽሊ - ብዘርኢ፡
ይዝራእ'ዩ - ብርሃን፣
ብስጋ ብነብሲ
...
‘እንተክመሓር-እንተክገጥመኒ! '
ኣብ ምቾት ፍቕሪ
ኣብ ምረት ጽልኢ
...
ኣሕሊፈዮ!
ዓመት መመላእታ
ቁኒን ኣብ ትዝታ
ዝኽሪ ምስ ሃንቀውታ…
...
እናረኣኹ እናሰማዕኩ
እሞ ኸኣ ንሞት? !
እናሓሰብኩ እናዛመድኩ
እሞ ኸኣ ንሞት? !
...
እንታይ'የ ክብለልኪ'የ
ዝብል...
ብፊደላት-ቃላት
ኩሉንትናኺ ብዝገልጹ ኣምራት፡
...
ንነብሰይ!
እዛ ሓንቲ ዓለም
ሓንሳእ መፈጸምታ
...